Drei Kinder sitzen auf einer Treppe und gucken in die Kamera
© Samer Daboul

እንኳዕ ብዳሓን መጻእኩም" ኣብ ናትካ ቦታ „

ዝኸበርኩም ወለዲ። ኩሎም ቆልዑ ዛንታ(ታሪኽ)ይፈትዉ እዮም። ከተንብቡን ክትገልጹን እንከለኹም ትኽእሉ ኢኹም ብሓንሳብ ምስ ደቅኹም ዝተፈላለየ ዛንታታት ክትረኽቡ። እዚ ነቶም ደቅኹም ክሖጉሶም እዩ።

ይጀመር፣ኣብዚ እቲ ሕቡእ ኣቅሓ መጽሓፍ" ብቋንቋኹም ክትረኽቡ ኢኩም።

ናይ ሓንቲ መዓልቲ ውዕሎ ምስ ሶፍያ፣ ኤነስን ኣሚርን

መጽሓፍ ክፈቶ

ዘወርወር ምስ ኤሊፍን ማሊክን

መጽሓፍ ክፈቶ

ካልእ ጥቅምታት እውን ኣሎ። ብምንባብን ምግላጽን
* ምስ ወላድኩም ጽቡቅ ግዜ ከተሕልፉ ኢኹም።
* ውላድኩም ሓድሽ ቃላት ክማሃር እዩ።
* ውላድኩም ሓዲሽ ሓሳባት ክመጾ እዩ።
* እቲ ውላድኩም ንኻልኦት ሰባት ዳህሳ ስሚዒት) ክህልዎ እዩ።
* ውላድኩም ሓዲሽ ፍልጠት ክማሃር እዩ።
* እቲ ውላድኩምዶ ድልየት ረኺቡ ባዕሉ ከንብብ
* እቲ ውላድኩም ንቤት ትምህርቲ ተቀሪቡ ኣሎ።

ትኽእሉ ኢኹም ነቲ ምንባብ ክትጅምሩ።

እቲ መጽሓፍ ኣብዚ ብ14 ቋንቋታት ኣሎ።

ትኽእሉ ኢኹም ከምዚ ክትደልዩ፣
በየናይ ቋንቋ እዩ እቲ ዝበለጸ ኣነባብ
እዚ ጸገም ኣይኮነን።
ጸገም ዘይብሉ እቲ ስእልታት ምስ ደቅኹም ኮንኩም ራእይዎ።
ኣብዚ እዋን ናይ ግዛኣ ርእስኹም ዛንታ ትፈጥሩ።

ኣብዚ ሓደኽልተ ናይ ምኽርታት ንባብ።

ምንባብ ንዝኾነ ግዜ ዝሰማማዕ እዩ።
ጥራሕ 5 ደቂቅ ምንባብ የሕጉስ እዩ።
እዚ ነቲ ምዕባይ ውልስድኹን ይሕግዝ እዩ።
ንስኹም ናይ ግድን ኣይኮነን እቲ ሕቡእ ኣቅሓ መጽሓፍ ብቢሓደ ምንባብ።
ትኽእሉ ኢኹም ብቢሓደ ከተንብብዎ።
እቲ ውላድኩም ባዕሉ ንኽውስን ግደፍዎ።
እዛ ገጽ ሎሚ ክትኸውን ኣለዋ።

ምስ ውላድኩም ተዛረቡ
ምናልባሽ እቲ ውላድኩም የቋርጸኩም ይኸውን።
እዚ ሕማቅ ኣይኮነን።
ኣገዳሲ እዩ ብዛዕባ እታ ዝተሰምዐን እቲ ስእልታት ምዝራብ።
ንኣብነት ናይ ድለ ዝብል ሕቶታት ኣብቲ መጽሓፍ ክህልው እዩ።
ትኽእሉ ኢኹም ምስ ወላድኩም እቲ ዝድለ ነገርን ኣብ ስእልታት መድልይ።
ድሕሪኡ ሹም ናቲ ነገር ክብልዎ ትኽእሉ ኢኹም።
ብዘየገድስ ብጀርመን ወይ ብኻልእ ቋንቋ።
ትኽእሉ ኢኹም ባዕልኹም ናትኩም ናይ ድለ ሕቶ ከምህዙ።
ንኣብነት“ድለዩ እቲ ቀይሕ ነገራት ኣብቲ መጽሓፍ"።

ናይ ግድን ተዋሳኢ ወይ ተዋሳኢት ክትኮኑ ኣየድልን እዩ።
እቲ ውላድኩም እዚ ክገርሞ እዩ።
ንስኹም እውን ከተንብቡ ከለኹም ጽቡቅ ክስማዓኩም ኣለዎ።
ትኽእሉ ኢኹም ሓንሳብ ዓው ወይ ቀስ ኢልኩም ከተንቡቡ።
ወይ ቀልጢፍኩም ወይ ቀስ ኢልኩም።
ከምቲ ነታ ዛንታ ዝሳማማዕ።

Nach oben scrollen
Jetzt spenden!